https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10509
ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ጥረ ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 05/06/2012 ክሳብ ዕለት 10/06/2012

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ናየቲ ንብረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 20000 ብር /ዒስራ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ሓበሬታ ስልኪ- 09 14 03 48 20 / 09 14 72 78 88 ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ