https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10496
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክራይ መካይንን፣ ስፖንጅ ፍርናሽን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ ን ስፖንጅ ፍርናሽ 30000 ቅርሺ ንካልኦት ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮዉን ይግባእ

4 ጨረታ 24/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ

7 ናይ ክራይ መካይን 1 ንፊልድ እተገልግል ላንድ ክሮዘር 6ተ ሰብን ልዕሊኡን እትፅዕን  በዝሒ 1 ፣ ኣይሱዙ ኤፍ ኤስ ኣር ንፅዕነት ዘገልግላ  በዝሒ 6ተ ፣ four WD ሃይለኩስ ፒክ ኣፕ በዝሒ 7ተ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15