https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1047
ሳምረ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንፈተና መባዝሒ ዝከዉን DX 2430 canon ዝዓይነቱ ፎቶ ኮፒ ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ታሕሳስ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  1. ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩምን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን
  2. ቫት ተመዝገብቲ  ዝኮንኩም
  3.  ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ዘለኩም
  4.  ቲን ቁፅሪ ዘለኩም
  5.  እንተወሓደ ናይ ሓደ ዓመት  ዋስትና ዝህብ
  6.  ዝግዛእ ማሸን ንፈተነ ዝከዉን ምስቲ ማሸን ሓደ ማስተርን ሓደ ቀለምን ዘቅርብ

ሳንዱቅ ጨረታ ካብ ዕለት 15/ 04 /2008 ዓም ክሳብ 24/ 04 /2008 ዓም ሰዓት 6 ፡30 ይዕፆ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት