https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10468
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ኣብቲ ወረዳ ንዘለዋ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ 2012ዓ/ም ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕደም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መረብ ለኸ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ናይ 2012 ዝሓዘ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብን

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 05/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 19/05/2012 ምዉሳድ የካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ በዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ድማ በስፒኦ ብር 5000.00 ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕል ምስ ኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጋዓዒዙ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ከተማ ራማ ኣታዊ ዝገብር

8 ጨረታ 20/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዘየለዉሉን ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 06 72 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል