https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10463
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ሓወልቲ ቁሸት ገራርሳ ሳይት ጎለሻ ናይ ማይ መስመር ዝርገሐ water paint /መዐደሊ ማይ/ መስተይ ከፍቲ መቀመጢ ሮቶን ክልተ ማልኮልን ብደረጃ 9ተ ደቂቅን ልዕሊኡን ማይ ኮንስትራክሽን ብናይ CRGEAF በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ብማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ደረጃ 9ተ ደቂቀቅን ልዕሊኡን ዝተመዝገቡ

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይንት ግብሪ ፣ ፍቃድ ንግዲ ፣ ንግዲ ምዝገባ ፣ መቅረባይነት፣ ናይቲ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣ ብርኪ ደኣንት ዝገልፅን ወረቀት ምስክር ካብ ደኣንት ቤት ፅሕፈት ናይ ድጋፍ ደብዳቤ ከቅርብ ዝክእል

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 04/06/2012ክሳብ 19/06/2012ዓ/ም ተከታታሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን  ይከዉን

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 19/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ 19/06/2012 ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ 7000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72