https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10457
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ብዝተረኸበ በጀት ንሓረስቶት ሰሪሕኻ መርኣይ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኮሚደረ ዘርኢ ኣብቲ ዘርፊ ካብ ዝተዋፋሩ ብቁዓትን ሕጋዊ መቕረብትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 08:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ

3 ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

4ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡15 ይክፈት

5 ንተዋሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46