https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10452
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅገና ግልጋሎት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 02/06/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37