https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10451
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ሞተርሳይክል/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪ ትካልኵም ማህተምን ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/06/2012ዓ/ም ክሳብ 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክትቐርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 04/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓ ት 9፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70