https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10436
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስድራ ስዉኣት ኮንፈረስ ዑደት ስለዘሎ ሓደ ደረጅኡ ዝሓለወን ምቹዉ ባስ ክካረይ ስለዝደለየ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ንዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 12፡00 ንጉሆ ክርከቡ ዝክእል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሊቨረ ፣ ኢንሽራንስ

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/05/2012 ዓ/ም እስካብ 03/06/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/06/2012 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/06/2012 ሰዓት 09፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል