https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10420
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 2, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ክሳብ 02/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 11፡00 ቅ/ቀ ከተቕርቡ ትክእሉ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬት ቲን ናይ መቕረባይን ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 18 75