https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10416
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ክንዕድግ ስለ ንደሊ እዚ ድማ ኣብ ክልተ ኣዉላዕሎ ካብ እንዳርታ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕደጋ ሓሙስ ዘጋዓዕዝ ሲኖ ትራክ መኪና ኮይኑ በዝሒ ኮብልስቶን 7000 7ተ ጊዜ ከርቭ ስቶን 360 ሜትር 2ተ ጊዜ ዘመላልስ መፅዓንን መረገፍን ካብ ናይ ባዕሉኩም ኮይኑ ከርቭ ስቶን ግልጋሎት ክንዕድግ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 04:03 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ማሽነሪ ክራይ/

1 ናይ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ናይ መኪና ሊብረ

4 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ልምዓት

5 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28/05/2012ዓ/ም ክሳብ 02/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይፀንሕ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 03/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብከፊል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 73 02 11 ምሕታት ይምልከት /09 12 94 65 12