https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10405
ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 2, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ሰረተፊኬት

2 ንግብሪ ኸፈልቲ ዝወሃብ መለለይ ቁፅሪ ወይ ቲን ዝተመዝገብኩም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/05/2012ዓ/ም 02/06/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ብዕለት 02/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድ/ቀትሪ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 00 28