https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10381
ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ደረቕ ፅዕነት ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትምህርቲን ትሬይንግ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 12 09 ወይ ናብ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ቢሮ ቑፅሪ 115 ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅ ይካኣል