https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10352
ሓዉዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካልና ዘገልግል ናይ መኪና መፀገኒ ኣቅሑት ስፔር ፓርትስ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 10:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/05/2012 ዕለት 25/05/2012ልክዕ ሰዓት 10፡00 ኮሚቴ ጨረታ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ከምኡዉን ቲን ናምበር መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክተተሓሕዙ ይግባእ

4 ኣብ ትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን