https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10347
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ

3 ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

4ፕሮፎርማ ዕለት 25/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ንተዋሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46