https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10344
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንበዓል ለካቲት 11 ምክኒያት ብምግባር 60 ሰብ ዝሕዛ መኪና ኣዉቶብስን ናብ ዝተፈላዩ ትግራይ ቦታታትት ዑደት ንምግባር ሎቤድን ድማ ኣብ መቀለ ድማ ኣብ መቀለ ምርኢት ኤግዝቢሽን ንምጥቃምን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ንምርካብ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/05/ 2012 ዓም ክሳብ 26/05 /2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዕለት 27/ 05/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447