https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10318
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን፣ ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ሕጋዊን ግዲፍቃድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለን 2012 በጀት ዓመት ንግዲፍቃድ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ዘለኩም

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ

4 ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ ሕዳር 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

5 ቅድም ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ መረዳእታዋናን ሐደ ገፅ ቅዳሕን ከቅር ዝክእል

6 ንመከበሪ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ5000.00 ቅርሺ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን3000.00፣ ኣቅሑት ፅሬትን  3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲቀሪቡዉዕሊክኣስርዝክእል

8 ሰዓራይ ጨረታ ብዝተወዳደረሉ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ናብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

9 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮቁ 17 50.00 ቅርሺብምክፋል ምዉሳድ ትክእል

10 ተጫረቲ ንሐደ ዋጋ እተቅርቡልና ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 21/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ምእታዉ ትክእሉ።

11 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

13 ብተወሳኪካብ ጠቅላላ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይን ምዉሳክ ከም ዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342 75 14 84 ብምድዋል ምሕታት ይካአል