https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10305
ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 22/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቲን ናምበር ዘለኩምን

3 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡኩም ምካንኩም

4 ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቲ ንብረት ክቐርብ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 06 /15