https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10302
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ወይ ምቅያር እስፔር ገልጋሎት ዝዉዕል በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክነፀግን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ሞተርሳይክል/

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 19/05/2012ዓ/ም እስካብ 26/05/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 26/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ኣብዚ ፕሮፎርማ እዙይ ክወዳደር ዝክእል ፐሮፎርማ መኸበሪ ብር 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03