https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10299
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ኤችዲቪ ፕሮግራም ዝተረከበ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት 20 ማንዋል ዲሪሊንግ ክነስርሕ ንደሊ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይ ማይ ኮንትራክተራት ክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ነቲ ስራሕ ዝምልከት ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተመዝጋቢ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝኮነ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

4 መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ ፣ ናይ ወርሒ ሕዳር ዲክለር ዝገበሩሉ መረዳእታ

5 መኸበሪ ፕሮፎርማ ብጥረ ገንዘብ 10000.00 ቅርሺ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ናይ መኸበሪ ዉዕሊ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል

9 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ አላማጣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳር ዘይምለስ 50 ብምግዛእ ምዉሳድ ይከኣል

10 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

11 እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዉሽጢ 120 መዓልታት ሰርሑ ዝዉድእ

12 ቤት ፅሕፈታት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

13 ኣብዚ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ናይ ማይ ኮንትራክተራት ብኩሉ ዓይነት ደረጃ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0347740661