https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10285
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲን ሴክተርን ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓዊ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ብዝሒ ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 18/05/2012 ጀሚሩ ዘይምለስ 20 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ ብጥረገንዘብ 2000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንቴኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ /03 42 40 87 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል