https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10274
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተቃፀለ ዘይቲ ስለዞሎ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ም/ን ብምምፃእ ክሳብ ዕለት 20/05/2012 ሰዓት 10፡00 ክተቅርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00

4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727