https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10272
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቅረባይነት መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ክሳብ 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፀዉ

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡