https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10270
ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ቆፃሪ ብሬከርን ፕሪንተርን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/ ዝተመዝገብኩምን ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 ፕሮፎርማ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝስዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ  ተቕርቡ መኻንኩም

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮለግ ከይዲ ስራሕን ዕዳጋ ፈይናንስን ንብረት ምምር ካብ 18/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 20/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 21/03/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተአሺጉ አብቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

6 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347770388 ደዊልኩም ክትረኽቡ ትኽእሉ መኻንኩም ንሕብር