https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10254
ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ፣ ናይ ህትመትን ፣ ባንዴራታትን/ከስርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 11:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅርን ፣

2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎም

3 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ

4 ፕሮፎርማ ካብ 15/05/2012 ክሳብ 19/05/2012ናይ ምሸት ሰዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ተቅርቡ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 50 92