https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10201
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ማእከላይ ከተማ መቐለ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ስፔር ፣ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብን

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ከትሕዙ ኣለዎም

5 ዋጋ ዝመልኡሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ማእከላይ ከተማ መቐለ ዝተዳለወ ጥራሕ እዩ

6 ዋጋ ዝምለአሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሒሳብ ክፍሊ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 12/05/2012ዓ/ም ክሳብ 26/05/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

7 ሰነድ ጨረታ ተመልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑኡ ተባሂሉ ኣብ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 18 ዘተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 26/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት ከእትዉ ኣለዎም

8 እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት 26/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኩን ዘየለዉሉ ይክፈት

8 ናይ ተወሳኪ እሴት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩም

9 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጋዓዝን መራገፍን ዘቅርቡ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 40 50 93