https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10197
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮነ ካብል ኣብ ትሬዲንግ ከምኡዉን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ከነያት ፍልይ ቦታ ለክማጆሮ ከምኡዉን ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸይ ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ህንፀት ማይ ብግልፂ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ሰነድ ፕሮፎርማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር፡፡

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን ፍቃድ ማይ ዘለዎም፤ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነትን ካብ ደኣንት ዝረከብዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዓ/ም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤ ኣድቫንስ ክፍሊት ኣይፍቀድን

5 እቲ ፕሮፎርማ 19/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፡፡

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡