https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10196
ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ናይ ላብራቶሪ አቁሑትን ኬሚካልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ

1 በቲ ዓዉዲ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መቅረባይነትን ቲን ነምበርን ዘለኩም

3 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይንም ብጥረገንዘብ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ሕዳር 2012 ዓ ∙ም ዘቅርብ ወይንምድማ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 14 ጥሪ 2012 ዓ ∙ም ክሳብ 28 ጥሪ 2012 ዓ∙ ም እንትከዉን እቲ ጨረታ ዕለት 28 ጥሪ 2012ዓ∙ ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት

6 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ንብረት ክፍሊ ዘረክብ ምካኑን ንብረቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀመሉ መካኑ ንሕብር

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ

8ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344440604 ወይንድማ 0344440201 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።