https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10192
ኣብ ፖሊ መቐለ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ዝዉገዱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 2, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 በዚይ መሰረት ካብ 08/05/2012ዓ/ም ክሳብ 29/05/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋንስ ስራሕ መፂኩም ምርኣይ ትክእሉ

2 ጨረታ ንዕለት 02/06/2012 ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ምቅራብ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ዝዉገዱ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕኩ ወፃኢ ከልዕል ዝኽእል

4 ጨረታ መኸበሪ 15000.00 ከትሕዝ ዝኽእል ምኻኑ እቲ ጨረታ ንዕለት 02/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 45 92