https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10185
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፀጥታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ወይ ምቅያር እስፔር ግልጋሎት ዝዉዕል በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ሞተርሳይክል/

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 08/05/2012ዓ/ም እስካብ 14/05/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 14/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ፕሮፎርማ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዛብ ወይ ብስፒኦ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03