https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1015
ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋኣብ 2008 ዓ∙ ም ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ኤለክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን ንካልኣይ ግዘ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ግዘ ጀሚሩ ካብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዕደጋ ክፍለሊ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 20 ታሕሳስ 2008 ዓ ም ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

እቲ ጨረታ 29 ታሕሳስ 2008 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ይክፈት

እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0914787925 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።