https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10141
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን 45 ጊዜ ንዝበዓል 11 ለካቲት ምክንያት ብምግባር መዋፈሪ ቓልሲ ዓዲ ገዛእቲ ንምጉቡናይ መጋዓዝያ ዝኸዉን 45 ሰብ ዝሕዛ 2 ኣዉቶብስ ብተወሳኪዉን ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ማይጨዉ ብደረጃ ክልል ንዝበዓል ጥምቀት ንገዜጠኛታት መጋዓዓዝያ ትኸዉን 16 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሃይሩፍ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን  ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ

2 ካላዉዶ ዝገበረት ፣ ኢንሹር ዝኾነት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 05/05/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት07/05/2012 ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77