https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10140
ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፅገና ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክ/ትቢሮ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ 07/05/2012ዓ/ም ቅ/ሰዓት 8፡30

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ 07/05/2012 ቅ/ሰዓት 9፡00

ኣድራሻና ጎዶና ሰማእታት ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቑፅሪ 261

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይካኣል