https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10133
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ንዝርከቡ ፌርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ሎት 1 ፌርኒቸር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ዝርዘር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፀሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም ብምምፃእ ንሓደ ሎት 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 03/05/2012ዓ/ም ክሳብ 18/05/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡00 ምሸት ምዉሳድ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ 19/05/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ይክፈት

3 ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ መምርሕታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካአል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 04 68 /03 45 51 07 43