https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10065
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ናይ ህንፃ መሳርሒ አቅሑት፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን፣ ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2011/2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፀሪ ቲን ዘለኩም

3 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክከፋል ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 29/04/2012ዓ/ም ክሳብ 01/05/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ት

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10 ምድዋል ይከኣል፡፡