https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10052
ኣብ ዞባ መቐለ ፀጥታ ቢሮ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ ልዩ ሃይል ሸድ ንምስራሕ ብርኪ 9ተ ደቀቅትን ትካላት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክሰርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ኮንስትራክሽን /ተኮናታሪነት/ ምዝገባ ደረጃን ዝገልፅን ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናይ ባት ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ባት ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ናይ ወርሒ ሕዳር ናይ ቫት ዲክላሬሽን

2 ተጫረቲ ብጠቅላላ ኮንስትራክሽን ህንፃ ኮንስትራክሽን ካብኡ ንላዕሊ ዝምልከት ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክጫረቱ ይክእሉ እዮም

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ድማ ካብ ባንኪ ብዝወሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ብር 7000 ከቀርቡ ኣለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረተሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 60 ተከታተልቲ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ክረክቡ ኣለዎ

6 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 28/04/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ናይ ቅ/ቀ ክክፈት እዩ

7 እቲ ከይዲ ስራሕ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 16 95