https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10042
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንሬጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 3, 2012 05:41 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥሪ 3, 2012 05:42 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ጨረታ በሬደዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት: 20/04/2012ዓ/ም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት : ኣየተገለፀን

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት: ኣየተገለፀን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2010/2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ቲን /TIN/: መቅረባይ ሰርተፊኬት : VAT ተመዝገብቲን ናይ ሕዳር ወርሒ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ፣

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕዳጋ ካብ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ብር ዘይምለስ 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::

3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ኣቅሑት ቢሮ 5000.00 (ሓምሽተ ሽሕ ቅርሺ)፣ መሳርሒ ፅሕፈት 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ) ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 74 68 68/09 14 45 04 04 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::