https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10014
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምክንያት ንመበል45ተ ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ጎደናታት ዝርኸባ ዝተበላሸዋ ናይ ፅገና መብራህቲ ምስቃልን ቢልቦርድ ባነር stand box light ስራሕቲ ኣመልካቲ ከነወዳድር ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 11:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/04/2012ዓ/ም ክሳብ 24/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ስፔር ዘርፊ ዝተሰማረኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል