ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለ ዝደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/04/2012 ዓ/ም እስካብ 16/04/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/04/2012 ሰዓት 03፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/04/2012 ሰዓት 03፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ