ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 3ይ ዙር ንቤት ማዛጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2012 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6000.00
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2012 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣መረዳእታ መቅረባይነት ፣መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ፣ወረቀት ምስክር ተወሳኺ እሴት ታክስ፣

2 ተጫረቲ ዘይምለስ 150.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ቤት ማዘጋጃከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 06 ካብ 04/04/2012ዓ/ም ክሳብ 19/04/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ።

3 ተጫረቲ መኸበሪ ውሕስና ጨረታ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዘፈር 6000.00 ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎም።

4 እቲ ጨረታ 19/04/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 06 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይሃልዩም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተኣጓገልን።

5 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስረሕ መዓለቲ ውዕሊ ክኣሰር ኣለዎ።

6 10% ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ በሲፒኦ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረገንዘብ ንኣፈፃፀማ ውዕሊ ከትሕዝ ኣለዎ።

7 ብቤት ዕዩ ዝተውሃበ መዐቀኒ ብፅሬትን መጠንን ኣብ ውሽጢ 30ናይ ስራሕ መዓልታት ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ወፃኢ ከረክቡ ዝኽእሉ።

8 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ትካል ሽምን ፌርማን ማህተምን ክህልዎ ይግባእ።

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-500011/0933-081061 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s