ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ መካይን ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፣ ዋጋ ዝቐርብ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ ሰነድ ጨረታ 20 ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 20/03/2012ዓ/ም ክሳብ 06/04/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ