1 ናይ 2011/12 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን፣ መለለዩ ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ነሓሰ መስከረም 2012 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ገይሮም ዘቅርቡ፤
2 ሰነድ ጨረታ ነነብሲወከፍ 50 ቅርሺ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊስኩም ክትመልኡ ይግባእ፡፡
3 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ዘቅርብ
3 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ ኮይኑ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ንነብሲወከፍ 10000.00 ቅርሺ ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈትን 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ዘትሕዝ፤
9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን60 መዓልታት ይከውን፡፡
10 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 06/02/2012ዓም ክሳብ 24/02/2012 ዓም ኮይኑ ጨረታ 24/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344443582 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡
ድሕሪት