ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት ክተማልኡ አለኩም
- ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
- ቲን ነምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት መስክር ዘለኩም
- ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ እዋኑ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
- መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ክተትሕዙ እትክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ካብ 9 ሕዳር 2008 ዓም ክሳበ 25 ሕዳር 2008 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ክፍሊ ግልጋሎት ዕዳጋ እናመፀፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ዓሺግኩም ክሳብ 25 ሕዳር 2008 ዓም ናብ ናቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
- እቲ ጨረታ 25 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡45 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከምኡዉን ዝተማለአ ሰነድ እነተቅሪቡ ይክፈት
- ዝኮኑ ይኩን ተጫራታይ መምርሒ ጨረታ ኣካል ዉዕሊ ምካኑ ፈሊጡ ክቀርብ ኣለዎ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345540333 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት