1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤
3 ናይ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤
4 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ ኮይኑ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣5500 ቅርሺ ኤሌክትሪክ 4500 ቅርሺ፣ ኣቅሑ ፅሬት 2000 ቅርሺ ፣ ሳኒተሪ 3000 ቅርሺ
5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤
6 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
7 ሰነድ ጨረታ ካብ 19/01/2012ዓ/ም ክሳብ 03/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይትን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ እናመፃእኩም ምውሳድ ትክእሉ ፤
8 እቲ ጨረታ 04/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4:05 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ ይክፈት፤ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ካብ ምክፋት ዓዲ ኣይውዕልን፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0919-450760/0914-251795/0344-330203 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤
ድሕሪት