ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት
- ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2008 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- ናይ መካይን ፅገና ጋራጅን ደረጃ 4 ልዕሊኡን ኮይኑ ናይ 2008ዓ/ም ዝተሐደሰ መረጋገፂ ብቅዓት ዘለዎ
- መክበሪ ጨረታ ንናይ መካይን ፅጋና ጋራጅ 5000 ቅርሺ ንሕትመት 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 24/ 02/ 2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 9/03/ 2008 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
- እቲ ጨረታ 9/03/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 500 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 530 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
- ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470279 /0344470556 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
- ኮንስትራክሽን (1047)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
- ሕርሻ (508)
- ህንፃ መሳርሒ (7192)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
- ምምካር (180)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
- ምግብን መስተን (514)
- እግድ (40)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
- ፈርኒቸር (1283)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (266)
- ናገዛ ኣቁሑት (87)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (833)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1658)
- ስራሕቲ ምልላይ (83)
- ክራይ (737)
- መሸጣ (1182)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s