- ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
- ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኹም
- ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
- ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብዝተረጋገፀ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል
- ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል
- ጨረታ ሰነድ ዝዕደገሉ ካብ ዕለት 22/02 /2008 - 30/02/2008 ዓ/ም
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝክፈት ይኸዉን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት