1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም
2 ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ
4 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብዝተረጋገፀ ቼከ ወይም ድማ ብጥረ ገንዘብ
5 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ትካልና ከቅርብ ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ናብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ፀለምቲ ቢሮ ቁፅሪ 1 ብምምፃእ ምዉሳደ ይካኣል
7 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብምግባር ነናይ ባዕሉ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ዝገብር እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 05/01/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 06/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዘለዉሉን ዘየለዉሉን ይክፈት
8 እቲ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል
9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 30 መዓልቲ እዩ
10 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 62 02 38 //03 46 62 03 00
ድሕሪት