ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሎት 1 ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረብ ነዳዲ

ሎት 2 ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ዘጋዓዕዝ ክራይ መኪና

ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት 4 ኣቁሑተ ፅሬትን ፃባን

ሎት 5 ናይ ሰራሕተኛ ጥቅማጥቅሚ

ሎት 6 ናይ ፕሪንተር ቀለም

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ካብ ሎት 1 ክሳብ ሎት 6 ናይዚ ዓመት እዚ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም
  2. ንሎት 1, 2 ,3 ,4 ,5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ጥራሕ ክትጫረቱ ትክእሉ
  3. ንሎት 6 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይኮንኩምን ክትጫረቱ ትክእሉ
  4. ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከተማ መቀለ ኣብ ጥቃ ኣጅፕ ዝርከብ ቤት ዕዮና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ትክእሉ
  5. ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንቀረብ ነዳዲ 100,000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒሶ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዙ ኣለዎም
  6. ንመጋዓዕዝያ ሲሚንቶ 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
  7. ንመሳርሒ ፅሕፈት 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
  8. ንአቁሐት ፅሬትን ፀባን 20,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
  9. ንሰራሕተኛ ጥቅማጥቅሚ 20,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
  10. ንፕሪንተር ቀለም 2,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብባንክ ዝተራጋገፀ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎ
  11. ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ኣለዎ
  12. ተጫረቲ እትመልእዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ዝመላእኩምዎ ዓይነት ኣቅሓ ክተቅምጡ ትክእሉ
  13. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝና ኣታዊ ይገብር
  14. ሳንዱቅ ጨረታ 6 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 30ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  15. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344416548 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ