ን3ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመሐብሐቢ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መሰልጠኒ ዝውዕል ናይ ፀጉርን ስነ-ፅባቀን መሰልጠኒ ቀወምቲ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክትዕድግ ስለዝደለየት፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 18, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ 2010ዓም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ፤

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ፤

3 ናይ ዝኣተዎ ዋጋ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 13/10/2011 ዓ/ም ክሳብ 18/10/2011ዓ/ም ይኸውን። ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም፡፡

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ር ክክፈት እዩ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ