ትካልና ፍረ ስውኣት ኢንዳስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፍቃድ ኦዲት ግልጋሎት ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኦዲት ክገብር ትደልይ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ትደልዩ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፤

1 በቲ ዘርፊ ናይ ኦዲት ግልጋሎት ምሃብ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ብኢትዮጵያ ኣተሓሕዛ ሒሳብን ኦዲትን ቦርድ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ኦዲት ፍቃድ ዘለዋ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩምን ቲን ሰርቲፊኬትን ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፤

3 ካብ ኢንዳስትሪ መፍረይ ምህርቲ ትካላት /Industry Company/ ኦዲት ዝገበር ምዃኑ ዝሕብር መረዳእታ ዘቅርብ፤

4 ኣብ ናይ ንብረትን ካዝናን ቆፀሮ ሰነ 01 2011ዓ/ም ከረክብ ዝክእል፤

5 መወዳደሪ ዶኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ቢድ ቦንድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናት ትካልን ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ ብተወሳኪ ኣብ ጥቃ ዓይደር 03 ኢንተርፕራይዝ ማይ ሃብቲ ጥቓ ኣብ ዝርከብ ትካል ኦርጂናልን ኮፒን ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 05/10/2011ዓ/ም ክሳብ 10/10/2011ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4፡00 ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ጨረታ ሳጥን ኣታዊ ክገብር ይግባእ፡፡

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከውን፡

7 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕሊ ዝኣስር፤

8 ተጫረቲ ዘይምለስ 100.00 ብር እናከፈልኩም ካብ ፍረ ስውኣት ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ፤

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 5000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ኣለዎም፤

10 ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ትካልና እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰል ኣለዎ፡፡

11 ኣብ ጨረታ ንከይሳተፍ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይን ክልል ትግራይ ዋና ኦዲተር ዝተኣገደ ኦዲት ግልጋሎት ወሃቢ ትካል ናይ እግድ ግዚኡ ዘይተወድአ ወይ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይክእል፡፡

12 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ፡፡

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-729036 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s